Вы здесь
Главная > Музыка > Ella TV — Semhar Yohannes — Kealo — New Eritrean Music 2017 — [ Official Music Video ]

Ella TV — Semhar Yohannes — Kealo — New Eritrean Music 2017 — [ Official Music Video ]

40 thoughts on “Ella TV — Semhar Yohannes — Kealo — New Eritrean Music 2017 — [ Official Music Video ]

  1. ኩላ እታ ኣላ ትበሃል ምድረ ፋራ ኣብዚ ገዛ ተኣኪባ ዋጭ ዋጭ ትብል ኣላ ደቂ ዲዲት ሳላ ስደድ ኮንፌ ጌርክን ክትጻረፋ ጀሚርክን ኤፐ ምጾታትዩ

  2. ኣቱም ሰባት ክንደዲኡ ከ ይጥዕም እቲ ድምጻ ግን እንታይ እሞ ይዓብስ ክሪኣ ጸሊኤያ ነቶም ዝፈትዎም ኣብ ሳህራን ባሕሪ ገዲፈዮም ዝመጻኩ መታዓብይተይን ካልኦት ይሕዋተይን ከምዛ ኣብ ኤረትራ ዓቅሎም ጸቢብዎም ዘይ ወጹስ ታሪክን መዘከርን ይብልኩምን ክትብሎም ንዓኪ ይመስለኪ ይከውን ንሕና ግን ንመዋእል ክንዝክሮ ኢና ዎትሩ ኣብ ልብና ኣለው

Добавить комментарий

Top